መግለጺ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ

ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ: ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘውርዶ ዘሎ በደል ብዝምልከት፡ ማሕበረሰብ ዓለም፡ ፍትሓዊን ሚዛናውን ኣካይዳ ኣይተኸተለን ኢሉ።

ንኢትዮጵያ ንምድሓን ዝተፈላለዩ ክልላት ፍሉይ ሓይልታተን ናብ ግንባር ከምዘንቀሳቐሳ` ውን ወሃቢ ቃል ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ ሓቢሩ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ