መግለጺ ህወሓት ኣብ ስምምዕ ሰላምን ቅሬታ ተቓወምቲ ውድባትን

Your browser doesn’t support HTML5

ንክልል ትግራይ ዝመርሕ ዘሎ ገዛኢ ውድብ ህወሓት፡ ድሕሪ ዝገበሮ ዕጹው ርክብ፡ ንኣብ ደቡብ-ኣፍሪቃን ኬንያን ዝተኸተመ ውዕላት ኣመልኪቱ መግለጺ ኣውጺኡ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፉ ተቓወምቲ ውድባት፡ ዓረና ትግራይን ውድብ ናጽነት ትግራይ’ውን ኣብቲ ከይዲ ዘለዎም መርገጺ ኣካፊሎም ኣለዉ።