መግለጺ ህወሓት ኣብ ስምምዕ ሰላምን ቅሬታ ተቓወምቲ ውድባትን

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ህወሓት ኣብ ስምምዕ ሰላምን ቅሬታ ተቓወምቲ ውድባትን

ንክልል ትግራይ ዝመርሕ ዘሎ ገዛኢ ውድብ ህወሓት፡ ድሕሪ ዝገበሮ ዕጹው ርክብ፡ ንኣብ ደቡብ-ኣፍሪቃን ኬንያን ዝተኸተመ ውዕላት ኣመልኪቱ መግለጺ ኣውጺኡ።

ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፉ ተቓወምቲ ውድባት፡ ዓረና ትግራይን ውድብ ናጽነት ትግራይ’ውን ኣብቲ ከይዲ ዘለዎም መርገጺ ኣካፊሎም ኣለዉ።