'መድረኽ ህዝብታት ኣፍሪቃ' ዝተባህለ ውዳበ፡ ድምጺ ኣፍሪቃውያን ዝያዳ ክስማዕ ይጽውዕ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

'መድረኽ ህዝብታት ኣፍሪቃ' ዝተባህለ ምድላው ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ማእከል ኮሚኒቲ ኤርትራውያን ተኻይዱ ኔሩ። ካብ ኤርትራ፡ኢትዮጵያ፡ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ኣመሪካን ዝውለዱ ምሁራትን ተሓለቕትን ድማ ነናቶም ኣርእስቲ ሒዞም ንኣፍሪቃን፡ ዝምድና ኣመሪካን ዓለምን ዝምልከት መጽናዕታዊ ጽሑፋት ኣቕሪቦም ኔሮም።