ዋሽንግተን —
ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ብመሓውራት ዜና’ታ ሃገር ንህዝቢ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ብምክንያት ቅትለት ህቡብ ድምጻዊ ኣፋን ኦሮሞ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተሰምዖም ሓዘን ዓሙቕ እንተኾነ’ዃ ድልየት ጸላእትና ዝጀመርናዮ ንከይዕወት: ህዝቢ ኦሮሞ በዚ ምክንያት ምስ ካልኦት ብሄራት ንኽባላዕን ክቓተልን ደም ክፋሰስ ጉዕዞና ክተዓናቐፍ ብተደጋጋሚ ፈቲኖም’ዮም ድሕሪ ምባል ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሰነ ኣብ አዲስ አበባ ዝተፈጸመ ጠቒሶም።
Your browser doesn’t support HTML5
መደረ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ብምክንያት ሞት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ