መደረ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣሜሪካ ኣብ ኣኼባ ናይ ሕቡራት ሃገራት ኮሚሽን ቑጠባ ኣፍሪቃ

Your browser doesn’t support HTML5

ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፐይ ኣብ ኣኼባ ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም። ንሶም ምስ መራሕቲ ማሕበረሰብ ቢስነዝ ኢትዮጵያ ተራኺቦም ኣብ ዝተዘራረብሉ እዋን “ካብ ውልቀ መለኽቲ ስርዓታት”ን “ባዶ ቃሎምን” ክጥንቀቑ ኣተሓሳሲቦም።