መዓልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ተዘኺሩ ውዒሉ'ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

መዓልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ተዘኺሩ ውዒሉ'ሎ

ሎሚ ሰነ 22,2022 መበል 34 መዓልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ተዘኺሩ ውዒሉ'ሎ።

እዚ መዓልቲ ነቶም ኣብ ዝሓለፈ 47 ዓመታት ንዝሓለፉ ሰማእታት ዝዘከረ'ዩ ኔሩ። ነቲ መዓልቲ ብዝምልከት ንምክትል ሓላፊ ክፍሊ ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣቶ ሓድሽ ካሳ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።