ዜና መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ተዘኺሩ ውዒሉ ሰነ 20, 2022 ብርሃነ በርሀ Your browser doesn’t support HTML5 መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ተዘኺሩ ውዒሉ ኣስመራ — ሎሚ 20 ሰነ፡ ኣብ ኤርትራ ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት’ዩ። እዚ ዕለት ብዝተፈላለየ መሳንድኦታት ተዘኪሩ ውዒሉ።