“መኣዛ”፤ ፈተነ ንለውጢ ሃልኪ ኣሰራርሓ መግቢ

Your browser doesn’t support HTML5

“መአዛ”፤ ፈተነ ንለውጢ ሃልኪ ኣሰራርሓ መግቢ

“መኣዛ” ዝተሰምየ ዕሹግ ስልሲ፡ ኣብቲ ተዘውቲሩ ዝስራሕ መግብታት፡ ግዜን ጕልበትን ንምቝጣብ ዝዓለመ’ዩ። ብዛዕባ’ዛ ድሮ ኣብ ልዕሊ 300 ድኳናትን ኣመሪካን ካናዳን ተዘርጊሑ ዘሎ ድሉው ስልሲ፡ መብርሂ ንኽህባና ሓደ ካብ ኣባላት እታ ዘርጋሒት ትካል ሙሴ ሓይለኣብ ተኽለየሱስን ዓዲምናዮ ኣሎና።