መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ካቢነ ስርርዕ ከካይድ ሓላፍነት ንቤት ምኽሪ ይህብ

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ካቢነ ስርርዕ ከካይድ ሓላፍነት ንቤት ምኽሪ ይህብ

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ድሕሪ ዝገበሮ ርክብ፡ ካቢነ እቲ ክልል ዝያዳ ስርርዕ ክግበርን ሓቛፊ ንምግባሩ ክስራሕን ሓላፍነት ሂቡ። እቲ ኣብ ካቢነ ዝግበር ስርርዕ፡ ቅድሚ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ምዃኑን ኣብ ውሽጢ ክልል ትግራይ ጥራይ ዝትግበርን ምዃኑ’ውን ሓላፊ ቢሮ ኮምኒከሽን እቲ ክልል ኣቶ ረዳኢ ሓለፎም ንድምጺ ኣመሪካ ኣመልኪቱ።