መንግስቲ ክልል ትግራይ ን2,332 ተአረምቲ ሕጊ ብይቕሬታ ምፍትሑ ተገሊጹ

መንግስቲ ክልል ትግራይ ን2,332 ተአረምቲ ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ወሲኑ::

ብይቕሬታ ክፍትሑ ካብ ዝተወሰነሎም እቶም 25 ኤርትራውያን ምዃኖም ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ትግራይ ኣፍሊጡ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ ክልል ትግራይ ን2,332 ተአረምቲ ሕጊ ብይቕሬታ ምፍትሑ ተገሊጹ