መንግስቲ ክልል ትግራይ 1 ሽሕ ምሩኻት ኲናት ምልቓቑ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ክልል ትግራይ 1 ሽሕ ምሩኻት ኲናት ከም ዘለቐቐ ኣፍሊጡ።

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝነበሩ:ዓርቢ 9 ሓምለ 2013 ወይ ድማ ብኣቆጻጽራ ፈረንጂ 16 ሓምለ 2021 ጀሚሩ ካብ ከተማ መቐለ ክልቀቑ ከምዝተገብረ ተሓቢሩ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ ክልል ትግራይ 1 ሽሕ ምሩኻት ኲናት ምልቓቑ ኣፍሊጡ