" ንህልው ኩነታት ብቐጥታን ብዕምቆትን ክንፈልጦን ቀጻሊ ውጥን ስራሕ ምእንቲ ክንነድፍን ልኡኽ ናብ አዲስ አበባ ነበግስ አለና” ፕረ. ኢሳያስ

  • ዜና ቪኦኤ

መንግስቲ ኤርትራ ንሰላማዊ ጽምዶ ሓደ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝሰደድ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሎሚ ኣፍሊጡ።

...ንህልው ኩነታት ብቐጥታን ብዕምቆትን ክንፈልጦን ቀጻሊ ውጥን ስራሕ ምእንቲ ክንነድፍን ልኡኽ ናብ አዲስ አበባ ነበግስ አለና።

ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማዕታት ሎሚ ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ተረኺቡ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኢሳያስ “ንህልው ኩነታት ብቐጥታን ብዕምቆትን ክንፈልጦን ቀጻሊ ውጥን ስራሕ ምእንቲ ክንነድፍን ልኡኽ ናብ አዲስ አበባ ነበግስ አለና”ኢሉ።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ ተኸታተሉ።

Your browser doesn’t support HTML5

"ንህልው ኩነታት ብቐጥታን ብዕምቆትን ክንፈልጦን ቀጻሊ ውጥን ስራሕ ምእንቲ ክንነድፍን ልኡኽ ናብ አዲስ አበባ ነበግስ አለና” ፕረ. ኢሳያስ