መበል 7ይ ዓመት ምምስራት ጉጅለ ባህሊ ትግራይ ተኸቢሩ

ገብረማርያም መብራህቱ ማዕተበይ መስራትን ኣቦ መንበርን’ቲ ጉጅለ ባህሊ

ጉጅለ ባህሊ ትግራይ 32 መናእሰይ ሒዛ ኣብ መወዳእታ 2004 ዓ/ም ተጣይሻ። ዛጊት 7 ዓመት ኣቁፂራ ኣላ።

ኣብ ዝተፈላለያ መድረካት ዝተፈላለዩ ባህላዊ መሳርሒ ሙዚቃ ትሓንጊጣ፡ባህላዊ ኣልባሳት ለቢሳ፣ እትርአ ጉጅለ ባህሊ እያ።ኩሎም መድረካት ባህላዊ ትሕዝቶ ተላቢሶም ደሚቆም ክሓልፉ ትገበር።

ገብረማርያም መብራህቱ ማዕተበይ መስራትን ኣቦ መንበርን’ቲ ጉጅለ ባህሊ እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 7ይ ዓመት ምምስራት ጉጅለ ባህሊ ትግራይ ተኸቢሩ