መበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት'ታ ሃገር ምኽባሩ ተገሊጹ

  • በትረ ስልጣን

መበል 30 ዓመት ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ብድምቀት ከምዝተኸበረ ተፈሊጡ።

ሚኒስትር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገ/መስቀል ኣብ ዝፈነውዎ መልእኽቲ ትዊተር አብቲ ትማሊ ኣብ ከተማ ከረን ዝነበረ ስነ ስርዓት፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓብደላ ሙሳ መደረ ምስምዖም ሓቢሮም።