መበል 243 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኣሜሪካ ተኸቢሩ ውዒሉ

መበል 243 ዓመት ናጽነት ኣሜሪካ እዚ ዓመት'ዚ ፍልይ ብዝበለ አከባብራ'ዩ ዝዝኸር ዘሎ:ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ርእሲ'ቲ ልሙድ ኣብ ካፒቶል ሂል ዝካየድ አከባብራ ናይ ባዕሎም ወታሃደራዊ ምርኢት'ውን ወሲኾሙሉ ኣለው።


እቲ በዓል በብዓመቱ ስድራ ቤታት ዝራኸባሉንን ሓቢሮም ጊዜ ዘሕልፉሉን እውን'ዩ።

ኣብዚ ዓመት'ዚ 50 ሚልዮን ኣሜሪካዊያን ነዛ መዓልቲ ምስ ስድራ ቤቶም ንምሕላፍ ናብ ዝተፈላለያ ክፋላት'ታ ሃገር ከምዝገሹ ይግመት።


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 243 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኣሜሪካ ሎሚ ተዘኺሩ ውዒሉ