መበል 13 ጉባኤ ህውሓት ዝቕፅል ሰሙን ክካየድ እዩ

ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህውሓትን ኢህወዴግን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህውሓት ኣቶ ኣለም ገብረዋህድ

መበል 13 ጉባኤ ህውሓት ዝቕፅል ሰሙን 16 መስከረም 2011 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ክካየድ እዩ።

ኣብቲ 1,300 ብድምፅን 350 ብዘይድምፅን ዕዱማት ዝርከብሉ ዝተባህለ ጉባኤ ኣብ መበል 12 ጉባኤ ዝተወሰኑ ውሳነታትን ፍፃመታትን እውን ከምዝርእይ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህውሓትን ኢህወዴግን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህውሓት ኣቶ ኣለም ገብረዋህድ ገሊፆም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 13 ጉባኤ ህውሓት ዝቕፅል ሰሙን ክካየድ እዩ