ዋሽንግተን —
ተወልደ በሪሁ ይበሃል። ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ስደት ካብ መቐለ ናብ እስራኤል ተበጊሱ እንተኾነ ኣብ ሱዳን ምስ በጽሓ ብዘጋጠሞ ጸገም ግን ንዝመደቦ ጉዕዞ ስደት ብምስራዝ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ።
Your browser doesn’t support HTML5
መቐለ፡ ካብ ስደት ዝተመልሰ ስራሕ ፈጣሪ መንእሰይ
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ገዛእ ርእሱ ስርሓት ዕንፀይትን ሓፂነ መፂንን ብምክፋት ንገዛእ ርእሱ ስራሕ ብምፍጣር ንካልኦት 12 መንእሰያት’ውን ናይ ስራሕ ዕድል ብምፍጣር ዝሰርሕ ዘሎ መንእሰይ’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
መቐለ፡ ካብ ስደት ዝተመልሰ ስራሕ ፈጣሪ መንእሰይ