መቐለ: 'ኣክሱማዊት ቴክኖሎጂ' ኣብ ምንካይ ስእነት ስራሕ መናእሰይ እጃሙ የበርክት'ሎ

ኣክሱማዊት ቴክኖሎጂ ዝከድኦ ርሕቀት ባዕለን ዝቆፅራ 50 ታክሲ ብምእታው ን100 መናእሰይ ዕድል ስራሕ ፈጢሩ ኣሎ።

ኣካያዲ ስራሕ ኣክሱማዊት ቴክኖሎጂ መንእሰይ ሃፍቶም ሃይሉ እዘን ታክሲ ከም፡ኣብ ክልል ትግራይ ዝህልወን ረብሓን ኣብ መናእሰይ ዝፈጥሮ መንፈስን ኣመልኪቱ ኣዋጊዑኒ ኣሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

መቐለ: 'ኣክሱማዊት ቴክኖሎጂ' ኣብ ምንካይ ስእነት ስራሕ መናእሰይ እጃሙ የበርክት'ሎ