መቐለ፤ ኢፍጣር ኣብ ጎደና

Your browser doesn’t support HTML5

ትማሊ ሰኑይ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ መእመናን እስልምና፡ ድሕሪ ጾም ሮሞዳን፡ ሓባራዊ ናይ ኢፍጣር መደብ ኣካዪዶም። ኣብ ጎደናታት መቐለ ኣብቲ ሓባራዊ ጽንብል ዝተሳተፉ መእመናን፡ እቲ ምትእኽኻብ ውጽኢት ናይቲ ሰፊኑ ዘሎ ሰላም’ዩ ክብሉ ገሊጾም።