መቐለ:  ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈላለየ ሞያ ክስልጥኑ ዝፀንሑ ተናበይቲ ጎደና  ተመሪቆም

Your browser doesn’t support HTML5

መቐለ:  ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈላለየ ሞያ ክስልጥኑ ዝፀንሑ ተናበይቲ ጎደና ተመሪቆም

ብምክንያት ቫይረስኮሮና ህጹፅ ኣዋጅ ምስ ተኣወጀ ካብቲ ሕማም ንምክልኻል ብሓደ ጉዱስ ወገን ወናኒ ኮሌጅ ኢትዮ ሌንስ ኣይተ መብራህቱ ሃይሉ ንሰለስተ ኣዋርሕ ተፈልዮም ክሕብሐቡ ፀኒሖም።

120 ተናበይቲ ጎደና ቫይረስኮሮና እናተከላኸሉ ዝተፈላለየ ሞያ ንሰለስተ ኣዋርሕ ብምስልጣን ሰንበት 9 ግንቦት 2012 ዓ.ም ተመሪቆም።

ንፃንሒቶም ብዝምልከት ምስ ኣይተ መብራህቱን ገለ ካብቶም ተናበይቲ ጎደና ዝገበርኩዎ ቃለ ምልልስ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መቐለ:  ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈላለየ ሞያ ክስልጥኑ ዝፀንሑ ተናበይቲ ጎደና  ተመሪቆም