መቐለ:ምንጻግ ከሚካል ንምክልኻል ቫይረስኮረና
Your browser doesn’t support HTML5
ወለንታውያን መናእሰይ ከተማ መቐለ ስራሓት ምንጻግ ከሚካል ንምክልኻል ኮረናቫይረስ ኣካይዶም:: ሎማዓንቲ ህዝቢ ኣብ ዝበዝሐሎም ዕዳጋ: ናይ ታክሲ መዕረፍን ትካላት ንግድን ስራሓት ምንጻግ ከሚካል ዘካየዱ እቶም መናእሰይ ብሰናይ ፍቓዶም ምስ ማሕበር ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ ብምትሕብባር ነቲ ስራሓት ምንጻግ ከምዘካየድዎ ተዛሪቦም::