መቐለ- ምክንያቱ ብዘይተፈለጠ ኣብ ኣውሮጳ ዝፀንሐ ዘውዲ ስላሴ ጨለቆት ተመሊሱ

Your browser doesn’t support HTML5

መቐለ- ምክንያቱ ብዘይተፈለጠ ኣብ ኣውሮጳ ዝፀንሐ ዘውዲ ስላሴ ጨለቆት ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሱ

ን25 ዓመታት ኣብ ኔዘርላንድ ምስ ውልቐ ሰብ ፀኒሑ ናብ መረበቱ ዝተመለሰ ዘውዲ ስላሰ ጨለቆት ሰንበት 6 መጋቢት 2012 ዓ/ም ምህረት ንህዝቢ ተረኪቡ።

ኣብቲ ፅምበል ርክክብ ዘውዲ ስላሰ ጨለቆት ካብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ቤተ ክህነት፥ ካብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ምምሕዳር፥ ካብ ቢሮ ባህልን ቱሪዙምን ክልል ትግራይ፡ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለ፡ነበርቲ ከተማ መቐለን ስላሰ ጨለቆትን ተረኪቦም ነይሮም።

ብዛዕባ እቲ ዝተመለሰ ዘውዲ ኣመልኪተ ምስ ኣማሓዳሪ ደብረ ምሕረት ስላሰ ጨለቆት መልኣከ ምህረት ኣሰፋ መሓሪ፥ ምስ ሓላፊት ቢሮ ባህልን ቱሪዙምን ክልል ትግራይ ወይዘሮ ብርክቲ ገብረመድህንን ምስ መምህርን ተመራማሪን ሓለዋ ቅርስን ስነ ምህዳርን ኣብ ዪኒቨርስቲ መቐለ ዳኒኤል ትካቦን ዝተኻይደ ሓፂር ዕላል ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መቐለ- ምክንያቱ ብዘይተፈለጠ ኣብ ኣውሮጳ ዝፀንሐ ዘውዲ ስላሴ ጨለቆት ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሱ