መስርሕ ፍርዲ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከብ ቤት ፍርዲ ጀሚሩ’ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

መስርሕ ፍርዲ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር ንዝቐረበሎም ክስታት ብልሽውና ሎሚ ሶኑይ ኣብ ከተማ ካርቱም ዝርከብ ቤት ፍርዲ ጀሚሩ’ሎ። ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ካብ መዝነቶም ዝተአልዩ ፕረዚደንት ነበር በሽር ዘይግቡእ መንገዲ ናይ ወጻኢ ባጤራታት ብምሓዝን ገንዘብ ብመልክዕ ህያብ ምቕባልን ብዝብሉ ክስታት’ዮም ቤት ፍርዲ ቐሪቦም።