ቪድዮ መስመር መጓዓዝያ ምድሪ ኦምሓጀር-ሑመራ ተኸፊቱ ጥሪ 08, 2019 ዜና ሮይተርስ ቪድዮ ኤዲተር ዊንታ ኪዳነ Your browser doesn’t support HTML5 ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መስመር መጓዓዝያ ምድሪ ኦምሓጀር -ሑመራ ሎሚ 7 ጥሪ 2019 ብፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚንስትር ፈደራላዊ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድን ብወግዒ ተኸፊቱ።