ቪድዮ መሳልል መሃንድስ ምስግና ኢሳያስ መጋቢት 31, 2022 ኣብርሃም ተስፋልኡል Your browser doesn’t support HTML5 ካብ ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ብዓውዲ ምህንድስና ድሕሪ ምምራቑ፡ ንናይ ኤፍ-ኤም ረድዮ ዛራ ኤርትራ ካብ ኣናሎግ ናብ ዲጂታዊ ኣሰራርዓ ሙዚቃ ንኽትሰግር ሰሪሑ።