መራሕቲ ኤርትራ፡ኢትዮጵያን ሶማልያን ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም

ፕ/ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ቀ/ሚንስተር ኢትዮጵያን ፕረዚደንት ሶማልን ሎሚ 27 ጥሪ፡ኣብ ኣስመራ ቤተ-መንግስቲ ተራኺቦም ስሉሳዊ ርክብ ድሕሪ ምክያዶም ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም።እቶም መራሕቲ ኣብ ምምዕባል ስሉሳዊ ዝምድናታት፡ገስጋስ ኣቐዲሞም ናይ ዝተበጽሑ ስምምዓት ከምኡ’ውን ንሰለስቲኦም ሃገራት ሓባራዊ ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎም ጉዳያት ድሕሪ ምዝታዮም’ዮም ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መራሕቲ ኤርትራ፡ኢትዮጵያን ሶማልያን ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም