ቪድዮ መራሕቲ ኤርትራ፡ኢትዮጵያን ሶማልን ንሱሉሳዊ ኣኼባ ኣብ ኣስመራ ተራኺቦም መስከረም 05, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ወደብ ዓሰብን ባጽዕን ዘካየድዎ ዑደት ዛዚሞም ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣስመራ ኣትዮም ኣለው።