መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ካብ ጽባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበበ ክትኣናግድ`ዩ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ሓላፊ ፕረስ ቤት-ጽህፈት ቀ/ሚ ኣቶ ንጉሱ ጥላሁን

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ናብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንመጀመርያ ግዜ ንዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ካብ ጽባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበበ ክትኣናግድ`ዩ።

ሓላፊ ፕረስ ቤት-ጽህፈት ቀ/ሚ ኣቶ ንጉሱ ጥላሁን ኣብ`ታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ነቶም መራሕቲ ኣፍሪቃ ንምግላጽ ከምዝጥቀመሉን ብዛዕባ ዓወት መስርሕ ለውጥን ብድሆታቱን`ውን ነቶም መራሕቲ ንምግንዛብ ጽቡቕ ዕድል ምዃኑን ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብሪሁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

AU summit kicks off tomorrow in Addis Abeba