መራሒት ጀርመን ኣንገላ መርከል ድሕሪ ናይዚ ወርሒ ምርጫ መዝነተን ከረክባ'የን

  • በትረ ስልጣን
    ዜና ቪኦኤ

መራሒት ጀርመን ኣንገላ መርከል

መራሒት ሃገረ ጀርመን ኣንጌላ መርክል፣ ድሕሪ ኣብ’ዚ ወርሒ’ዚ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ስልጣነን ከረክባ ከለዋ፣ ኣብ ጀርመን ጥራሕ ዘይኮነ ንመላእ ኣውሮጳ ምብቃዕ ዘበን ኮይኑ ክዝከር እዩ። ንነዊሕ ዓመታት ንጀርመን ዝመርሓ 67 ዓመት ዝዕድሚኤን ኣንጌላ መርክል፣ ንጀርመን ዝመርሓ ብሕታዊት ጓለኣንስተይቲ እየን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

መራሒት ጀርመን ኣንገላ መርከል ድሕሪ ናይዚ ወርሒ ምርጫ መዝነተን ከረክባ'የን