መራሒ ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም

Your browser doesn’t support HTML5

መራሒ ወታሃደራዊ መሰጋገሪ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዓብደልፈታሕ ኣልቡራን ምስ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም። ኣብቲ ርክብ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋቂ ሕብረት ኣፍሪቃ ሲቪላዊ ምምሕዳር ኣብ ሱዳን ንምምስራትን ኣብ ዝካየድ ሽግግር ከምተሓጋገዝ ሓቢሮም።