መራሒ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ሎሚ ረቡዕ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

Your browser doesn’t support HTML5

ንሶም ኣብታ ሃገር ብዝተላዕለ ኹናት ሓድሕድ ቕድሚ ክልተ ዓመት ናብ ስደት ዘምርሑ ክኾኑ ከለው ብመሰረት መስከረም 12,2018 ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ሪክ ማቻር ምክትል ፕረዚደንት ሳልቫኬር ኮይኖም ከምዘገልግሉ ተፈሊጡ’ሎ።