መሪሕነት ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ምቕናዩ ተሓቢሩ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ዝተፈላለየ ወገናት ክልል ትግራይ፡ መሪሕነት እቲ ክልል ህዝባዊ ኣኼባታት ክገብር ምቕናዩ ተፈሊጡ ኣሎ። ንዕላማን ኣመታትን እቲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣመልኪቱ ካብ ሰብ-መዚ እቲ ክልልን ተሳተፍቲ ናይቲ ኣኼባን ኣዘራሪብና ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5