መረረ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ንዋሕዲ ሓገዝ ንትግራይን ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያን

Your browser doesn’t support HTML5

ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም “ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዛዕባ ትግራይ ዝዛረብ መራሒ ሃገር ዘይምስማዖም ንኣድልዎ ሕብሪ ቆርበት ዘርኢ’ዩ:” ክብሉ መረረኦም ገሊጾም። ወሃቢት-ቃል ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ድማ ንመግለጺ እቶም ዋና ዳይረክተር “ዘይሓላፍነታዊ” ክብላ መሊሰን ኣለዋ።