መምርሒግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኣብቲ ክልል ዝወሃብ ሓገዝ

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መፈተሺ ጣብያታት ዘጋጥምዎ ምትዕንቓፍ ንምፍታሕ ዘኽእል መምርሒ ከምዘውፀአ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ::

ነቲ መምርሒ ጠሚቱ ንወሃብቲ ሓገዝ ሎሚ ዓርቢ መብርሂ ተዋሂቡ ኣሎ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

መምርሒግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኣብቲ ክልል ዝወሃብ ሓገዝ