መምርሒ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኣብቲ ክልል ዝወሃብ ሓገዝ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መፈተሺ ጣብያታት ዘጋጥምዎ ምትዕንቓፍ ንምፍታሕ ዘኽእል መምርሒ ከምዘውፀአ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ::