መምሃሪት(መለማመዲት) ምዝዋር መኪና ተሰሪሓ

Your browser doesn’t support HTML5

ፋሎም ተኽሉ፡ዮናስ ዑ/ሚካኤል፡ዳኒኤል ዓ/ሚካኤል፡ሮቤል ስልጣን፡ፊሊሞን መዓሾን ሳሙኤል ሙሴን ዝተበሃሉ መንእሰያት፥ኣብ ምምሃር መኪና ንዝርአ ጸገማትን ዝወስዶ ንውሓት ግዜን ወጻኢታትን ንምጉዳል ብዘለዎም ባህጊ ተደሪኾም ሓንቲ ብመልክዕ ጸወታ ዝተዳለወት መሰረታዊ ሕግታት ትራፊክን ምዝዋር መኪናን ከም መምህር ኮይና እትምህር መሳርሒት ሰሪሖም ኣለዉ።