መቐለ፡ መሐብሐቢ ግዳይ ፆታዊ መጥቓዕቲ እፎይታ ስራሕ ጀሚሩ

መተሓባበሪት ማእከል መሐብሐኒ ግዳያት ፆታዊ መጥቓዕቲ እፎይታ ወይዘሮ ሰላማዊት ቅጣው ኣብዚ ማእከል መሐብሐቢ ኣዝየን ነአሽቱ ትሕቲ ዕድመ ዝኾና ህፃናት ከምዝርከባ ሓቢረን።

መተሓባበሪት ማእከል መሐብሐኒ ግዳያት ፆታዊ መጥቓዕቲ እፎይታ ወይዘሮ ሰላማዊት ቅጣው

ዕላማ እዚ ማእከል ብፆታዊ መጥቓዕቲ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጉዳኣት ንዝበጽሐን ደቂ ኣንስትዮ ኩለ መዳይ ደገፍ ጌርካን ሓብሒብካን ናብ ንቡር ተመሊሰን አፍረይቲ ዜጋ ክኾና ምግባር ኢዩ ክብላ ወሲከን ሓቢረን።

ምስተን መተሓባበሪትን መሓብሓቢ ግዳይ ጾታዊ መጥቓዕቲን ምስተን ግዳያትን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መሐብሐቢ ግዳይ ፆታዊ መጥቓዕቲ እፎይታ ስራሕ ጀሚሩ