መልእኽቲ ቴለፎን ከም ደብዳበ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ መስመራት ስልኪን ኢንተርነትን ካብ ዘቋርጽ ዓመት ኣቑጺሩ'ሎ። ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዝርከቡ ቤተ-ሰብ ንኣዝማዶም ዝሰዱዎ መልእኽቲ ስልኪ፡ ካብቲ ንቡር መስርሕ ዝፍለ’ዩ።