መህደሚ ዝሰኣኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ
Your browser doesn’t support HTML5
ረፉጂስ ኢንተርናሽናል (Refugees International) ዝተባህለ ተሓላቒ ትካል፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ትማሊ 3 መጋቢት ሓደ ጽሑፍ ዘርጊሑ ነይሩ።
Your browser doesn’t support HTML5