‘ሕዳር ጽዮን’ኣብ ኣስመራ ብክብ ዝበለ ሃይማኖታዊ ስርዓት ተኸቢሩ

ዓመታዊ ክብረ በዓል ርእሰ ኣድባራት ቅድስተ-ማርያም ኣስመራ(ሕዳር ጽዮን) ሰንበት 1 ታህሳስ 2019 መራሕቲ ሃይማኖት፡መዘምራንን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ምእመናንን ኣብ ዝተረኽብሉ ብክብ ዝበለ ሃይማኖታዊ ስርዓት ተኸቢሩ።


ዓመታዊ ክብረ በዓል ‘ሕዳር ጽዮን’፡ኣብ ዝሰፍሕ ክፋል ከተማ ኣስመራ ዝበዓል ዝዓበየ ሃይማኖታዊ በዓል ብምዃኑ ኪኖ’ቲ ሃይማኖታዊ ትሕዝቶኡ ካብ ርሑቕን ቀረባ ዝመጽኡ ሰባት ዝራኸብሉን ዝነግድሉን በዓል ከምዝኾነ ነጋድያን ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

‘ሕዳር ጽዮን’ኣብ ኣስመራ ብክብ ዝበለ ሃይማኖታዊ ስርዓት ተኸቢሩ