ሕብረት ስራሕን ዕቋርን ፋና መናእሰይ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መቐለ፡ መንእሰያት ናይ ስራሕ ዕድልን ኣማራጺታት ንምፍጣር ዝተጣየሰት፡ ሕብረት ስራሕን ዕቋርን ፋና መናእሰይ፡ ኣብ ሓጺር ዓመታት ብዙሓት ስራሓት ንምዕማምን መንእሰያት ንምሕጋዝን በቒዓ ኣላ።