መቐለ —
ሕማም ነፍሪ ማለት ኣንትራክስ ኣብ 15 ወረዳታት ክልል ትግራይ ምርኣዩ ሰብ-መዚ ጥዕና ትግራይ ኣመልኪቶም።
እዚ ብተመልዶ “መገረም” እናተባህለ ዝጽዋዕ ሕማም ካብ እንስሳታት ናብ ሰብ ዝመሓለለፍ ኰይኑ፡ ብሰንኪ ዘሎ ስእነት መድሃኒትን ክታበት እንስሳታትን ክጋደድ ከም ዝኸኣለ እቲ ዝበጽሓና ዜና የመልክት።
Your browser doesn’t support HTML5
ሕማም ነፍሪ ኣብ 15 ወረዳታት ክልል ትግራይ ምርኣዩ ሰብ-መዚ ጥዕና ትግራይ ኣመልኪቶም