ሕማማት ልቢ፤ ጠንቂን ሳዕቤናትን

Your browser doesn’t support HTML5

“ሕማም ልቢ” ተባሂሉ ብሓፈሻ ዝጽዋዕ ስእነት ጥዕና፡ በበይኑ ደረጃታት፡ ጠንቅታትን ምኽንያታትን ክህሉዎ ይኽእል። ከም እዋኑን ደረጃኡን ነቲ ሕማም ንምቅላል ወይ ድማ ፈጺምካ ንምውጋድ ብዛዕባ ክግበሩ ዝኽእሉ ጥንቃቐታትን ካልእ ዛዕባታትን ኣመልኪትና ንክኢላ ሓኪም ሕማም ልቢ ዶ/ር ሃብተኣብ ፍስሃ ካብ ክፍለ-ሃገር ኣሪዞና ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።