ሕ/ሃ: ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሰብኣዊ ቅልውላው የጋጥሞም ምህላው ገሊጹ

ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብታ ብግጭት ዝተሓመሰት ክልል ትግራይ ብኣሻሓት ዝቁፀሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ቅልጡፍ ሓገዝ ረድኤትን ሓለዋን የድልዮም ኣሎ ክብል ኣጠንቂቁ ።

እቲ ትካል ናብቶም ስደተኛታት ንምብፃሕ መንግስቲ ንኸፍቅደሉ ከቅርቦ ዝፀንሐ ሕቶ ሕጅ'ውን ደጊሙ ከምብሓድሽ ከምዘቅረቦ ሓቢሩ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሕ/ሃ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሰብኣዊ ቅልውላው የጋጥሞም ምህላው ገሊጹ