ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት እንታይ'ዩ? መስከረም 13, 2022 Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወርሒ መስከረም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ብምእኻብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ይካየድ እዚ ዋዕላ እንታይ’ዩ? ኣገዳስነቱ’ኸ? ዝብል ኣብዚ ምርኣይ ይክኣል