ዋሽንግተን —
ዋና ዳይሬክተር ምውህሃድ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሴ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ሓጽቢ ሕዳሰ፥ ንኢትዮጵያውያን ናብ ሓደ የምጽኦም ኣሎ ኢሉ ።
ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ፥ 2ይ ደረጃ ምምላእ'ቲ ሓጽቢ፥ ነቶም ኤለክትሪክ ዘይብሎም 65 ሚልዮን ኢትዮጵያውያንን ነቶም ካብ ድኽነት ክወጹ ዝምነዩ ኩሎም- እንተላይ ጎረባብቲ ሃገራት -ዓቢይ ተስፋ ምዃኑ ተዛሪቡ።
ንህንጸት ግድብ ህዳሴ፥ ዛጊት ካብ ህዝቢ ልዕሊ 16 ቢልየን ብር ከም ዝተዋጽአ'ውን ሓቢሩ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5