ቡርኪኖፋሶ —
ኖማ ዝተባህለ ቅርፂ ገፅ ዝቕይር ሕማም ብብዝሒ ትሑት ኣገልግሎት ጥዕናን አታዊን ኣብ ዘለወን ሃገራት ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝረአ ኮይኑ 90% ግዳይቱ ይሞቱ ምህላዉም ተፈሊጡ ።
መብዛሕትኦም ህፃናት እዮም ።ነዚ ሕክምናዊ ኣገልግሎት እንተረኺቡ ክሓዊ ዝኽእል ሕማም: ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ውዱብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዝርዝር ጠመተ ዝተነፍጎም ሕማማት ከባቢታት ሃሩር ክሰርዖ ይጽውዑ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።