ሓድሽ ዓመት ኣብ መንቀራቕሮ ተስፋን ሰንፈላልን

Your browser doesn’t support HTML5

ነበርቲ ከተማ መቐለ ብዛዕባ’ዛ ትማሊ ዝጀመረት ሓዳስ ዓመት ዝተፈራረቐ ሰምዒት’ዩ ዘለዎም። ንሰላም ዘለዎም ተስፋ ይግለጹ ደኣ እምበር፡ እቲ ኲናት ዝፈጠሮ ዕንወት’ውን ገና ኣይሓወየን።