ሓድሽ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ኣብ መሰል ምንጻል ጥንሲ ስዒቡ ዝቕጽል ስጉምቲ እንታይ'ዩ?

Your browser doesn’t support HTML5

ሓድሽ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ኣብ መሰል ምንጻል ጥንሲ ስዒቡ ዝቕጽል ስጉምቲ እንታይ'ዩ?

ኣብ ኣመሪካ ንደቀንስትዮ ጥንሲ ናይ ምስዳድ ወይ ምንጻል ጥንሲ መሰል ዝህብ ሮይ ቪ ዋደ ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ 1973 ብይን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ዝዓጸፈ ውሳነ ኣብ ቀረባ ሂቡ'ዩ።

እዚ ዳሕረዋይ ብይን፥ ሓላፍነት ምሃብ ውሳነ ምንጻል ወይ ምስዳድ ጥንሲ ናብ ክፍላተ ግዝኣታት ዝመለሰ ብይን'ዩ።